መዓልቲ ከቢረ


መዓልቲ ከቢረኣብ እስቶክሆልም-ሽወደን ብተኸታታሊ ንሻድሻይ ዓመት ይካየድ አሎ፡፡ ናይ ሎሚ ዓመት (2017)ቴማ ”ሓድነት ህዝቢ ኤሪትሪያ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ክኸውን እንከሎ፡ ኣስተምህሮ ክህቡና ተዳልዮም ዘለው ዕዱማትና
ሓውና ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፖ) ከምኡዊን ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ማሕሙድ ገደም እዮም።
ዕዱማትና ”ሓድነት ህዝቢ ኤሪትሪያ” አብ ዝብል ኣርእስቲ ዝገበርዎ መጽናዕትን ዘሎዎም ተሞክሮታትን ብምቅራብ፡
ኣብቲ ንኹሉ ግዱስ ክፉት ዝኾነ መዓልቲ ከቢረ ስፍሕ ዝበለ ኣስተምህሮ ክህቡና እዮም።
ከምኡ ውን አብ መንጎ አስተምህሮታት ዋዛ ምስ ቁምነገር ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና።
እዚ ማዓልቲ ድማ ንኣብነታውያን ዝኾኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብ ምምራጽ፡ ዛዕቦኦምን ዝገበርዎ ኣበርክቶን ብምግላጽ
ሽልማት ከቢረንሽልመሉ መዓልቲ እዩ።
መዓልቲ ከቢረ 2017
ዕለት 8 Aprilቀዳም 28-03-2015
ሰዓት 17:00 - 20:00
ቦታ Kista träff
ብደሓን ምጹ
ኣዳለውቲ
ማሕበር ብሄረ ጀበርቲ ኤሪትሪያውያን ኣብ ሽወ

D

A

Y

 

O

F

 

K

E

B

I

R

E

 

2

0

1

7

رئيس اللجنة التنفيذية لحركة الشباب الارتري للتغيير في سويسرا

22 Sep 2016

يطالب  في محاضرته  أمام  الحضور  المشارك  في  فعاليات  مهرجان  كاسل 2016م  كل  القوة الحية الراغبة في عملية التغيير الديمقراطي بالوحدة الوطنية