ምዕባሌ ሕብረተሰብ መንነት

ዓይነታትን ኣተሃናንጻን

I

d

e

n

t

i

t

y

 

T

y

p

e

s

 

a

n

d

 

f

o

r

m

a

t

i

o

n

መበል 26 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ንምብዓል!!

ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ (ማስኤ-ሳድ) መበል 26 ነጻነት ሃገረ ኤርትራ ንምብዓል፣ ብዝተፈላለየ ጽሑፋትን፣ግጥምታትን ዝተሰነየ፣ ብሃገራዊ ደርፍታት ዝደመቐ ምሸት ንምብዓል ብክብረት ይዕድም።