ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ውድባዊ ሰሚናር ኣቃኒዑ

ብማእከልነት ኣባል ፈጻሚ ኣካል ብጻይ መሓመድ ሳልሕ (ኢሮብ) ካልኦት ኣባላት ማእከላይ ባይቶን ግሃድኤ-ሕድሪ ሰሚናር ኣብ ከተማ ሽረ ኣቃኒዑ። ግሃድኤ-ሕድሪ ስርዒታውያን ሓለፍትን ወከልቲ ጨናፍር ካብ ማይ-ዓይኒ፡ ማይ-ጸብሪ፡ ዓዲ-ሓሪሽ፡ ሽመልባ፡ ሕጻጽ፡ መቐለ፡ ከምኡ’ውን ምምሕዳራትን
ኣዘዝቲ ሰራዊት-ሕድርን ካልኦት ኣገደስቲ ኤርትራውያን ከም ተዓዘብቲ ዝተሳተፍዎ ካብ ዕለት 12 ክሳብ