ሰፊሕ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንማርክ ዓርቢ ዕለት 24 /11/ 2017 ልክዕ ሰዓት1200 ክኸዉን እዩ። ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ማእከል ርእሰ ከተማ ኮፐንሃዉን (Københavns Rådhuspladsen ) ክብገስ እዩ።

ናይ ሓዘን መግለጺ ንሞፍቱ ኤርትራ፡

መፍቱ ኤርትራ ሸኽ ኣልኣሚን ዑስማን ኣልኣሚን ኣብ መበል 93 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልዩ ካብ ኤርትራ ወግዓዊ መግለጺ ተዋሂቡዎ ኣሎ።