Petition Against Eritrean Government’s deceptive Festival in Seattle, Washington

F

e

s

t

i

v

a

l

 

i

n

 

S

e

a

t

t

l

e

ዘሔጉስ ዜና

ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ከተማ ሎሳንን ከባቢኣን ሃገረ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ሎሚውን ከም ትማሊ ብንጹህ ሕልናን መንፈስን ስለ ዝተስኡ ዝገበርዎ ኣዝዩ ብርክት ዝበለ ኣስተዋጽኦ ደጊሞም ከምዚ ዝስዕብ ብኢድ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ኣቢሎም ንፖጀክት ውጉኣት ሓርነት መደበር ከሰላ ዝውዕል ከም ዘበርከቱ ዝበጽሓና ሓበሬታ እነሆ።