Petition Against Eritrean Government’s deceptive Festival in Seattle, Washington

F

e

s

t

i

v

a

l

 

i

n

 

S

e

a

t

t

l

e

ኣብ ደቡባዊ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ፣ ብሓደጋ መኪና ህይወቱ ስኢኑ

Calais Dunkirk

ካብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእሰይ፣ ብሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።

እቲ ዳንኬርክ ካብ ዝተባህለ ከባቢ ካሌ ዝተበገሰ መንእሰይ፣ ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኡ ድሕሪ ምስቓሉ፣ እታ መኪና፣ ኣብ ክንዲ ናብ ብሪጣንያ ናብ ቤልጁም ተቕንዕ ከምዘላ ምስ ፈለጠ፣ መካይን ብናህሪ ኣብ ዝሕንበባሉ ኣውራ ጽርግያ፣ ዘሊሉ ክወርድ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን'ዩ ብኻልእ መኪና ተረጊጹ፣ ናብ ዓርቢ 4 ነሓሰ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ህወይቱ ዝሓለፈ።