መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ተቓውሞ ዝተሳተፉ ሓያሎ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብዘይዝኾነ ፍርዲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ብምቕያዱ ይኹነን Print Email Details Created: Friday, 10 November 2017 12:19 Last Updated: Friday, 10 November 2017 12:19 View Comments መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ተቓውሞ ንናይ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ንዝተሳተፉ ሓያሎ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብዘይዝኾነ ፍርዲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ቀይዱ ምህላዉ ተኾኒኑ። ዝተፈላለዩ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብዝህብዎ ዘለው መግለጺታት፣ ኣብቲ ብ31 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማሃሮ ዲያእ ኣልስላምያ ካብ ዝተሳተፉ ተማሃሮ፣ ብዙሓት ካብኣቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 13 ክሳብ 15 ዝርከቡ ኮይኖም፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ህዝቢ ንምድሃል ነዞም ትሕቲ ዕደም ቆልዑ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ኣሲርዎም ምህላዉ ኣገንዚቦም። Comments View the discussion thread. blog comments powered by DISQUS back to top Prev Next