ሰፊሕ ኤርትራዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንማርክ ዓርቢ ዕለት 24 /11/ 2017 ልክዕ ሰዓት1200 ክኸዉን እዩ። ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ማእከል ርእሰ ከተማ ኮፐንሃዉን (Københavns Rådhuspladsen ) ክብገስ እዩ።

መዓስ ሎሚ ዄይና ተደፊርና!!

ሜዳ ክንስለፍ ቀለቤትቃልኪዳና ምስ ተሓደግና፣ ሮሜር ሰዓትካ ንሓላፊ እያ ትግባእ ተባሂሉ ምስ ተሃገርና፣ ድያቖናት ካብ ኣብያተ ክርስትያናት ኣድባራትን ወርቅን ብሩርን መሳቕልን ሒዞም ክስለፉ ምስ ተገብረ፣