ቀታል ከልቡኹም ቅተሉ !

ሓላው ጥሪት ሓላው ገዛ ከልቢ ምስተቀትለ፤ ኣጓብዝ`ታ ገዛ ነበኦም ነገርዎም፤ ኣቦኦም ከኣ ብሓጺሩ “ነቲ ቀታል ከልቢ ቅተልዎ” ኢሎም መለሱ።