ሰብ ርጉም

ሰብ ርጉም ሓጺር እዝኑ ጥዑይ ይመስል ክኸይድ ደኒኑ ሕጉስ ይመስለካ እንተሰሓቐ ስኑ ብህልኽ ዓዊሩ ቤቱ የዕኑ።