ኤርትራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ክቕጽልን ተሓታትነት ክሰፍንን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ጸዊዐን
ኣብ መበል 62 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስልጣኑ ክሕደስን ጉዳይ ተሓታትነት ክቕጽልንን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ጻውዒት ኣቕሪበን። እዚ ብ31 ዘይመንግስታውያን ኣህጉራውያን ማሕበራት ብ12 ግንቦት 2026 ዝተጻሕፈ ደብዳበ፡ ናብቶም ኣብ ጀነቫ ዝርከቡ ቀወምቲ ወከልቲ...
Latest releases
ዙር ፈረንሳ 2025፡ ቢንያም ካልኣይ ኣትዩ፡ ጻዕዳ ማልያ ሒዙ
ሎሚ ኣብ ዝጀመረ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ፈረንሳ 2025 ጃስፐር ፍሊፕሰን ቀዳማይ ብምውጻእ ብጫ ማልያ ሒዙ። ቢንያም ግርማይ ከኣ ካልኣይ ብምውጻእ ነታ ዓሚ ዝወነና ቀጠልያ ማልያ ንምዕቓብ ኣብ ጽቡቕ ቑመና ከምዘሎ ኣመስኪሩ። ቢንያም ግርማይ ንመንእሰያ ኣብ እትውሃብ ማልያ ብ3 ሰዓት፡ 53 ደቂቕን 5 ካልኢትን ቀዳማይ ብምዃን ወናኒ ጻዕዳ ማልያ ኰይኑ ኣሎ። ጃስፐር ፍሊፕሰን ሎሚ ብዝመዝገቦ ዓወት ብጫን ቀጠልያን ማልያ ክሕዘን ክኢሉ ኣሎ። ...
ኣብይ ኣሕመድ፡ ብዛዕባ ኤርትራን ትግራይን ዝሃቦ ኣዘራራቢ መብርሂ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪን እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ንሱ፡ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረቡሉ ሕቶታት ምላሽ እንትህብ እዩ፡ ኣብ ኩነታት ፀጥታ እታ ሃገርን ምስ ኤርትራ ብዛዕባ ዘሎ ርክብን ኣመልኪቱ ዝተዛረበ። "ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ እንተዘይረኺባ ሃገር ክትከውን ኣይትኽእልን'ያ" ክብል መርገጺኡ ደጊሙ ዘነጸረ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ነቲ ኣብቲ ዞባ ፈጢርዎ ዝጸንሐ ስግኣት መሊሱ ኣራጒድዎ ኣሎ። ሓደ ካብ ጠንቅታት ምርፋፍ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን እቲ ኣዲስ...
ዙር ፈረንሳ 2025፡ እቲ እንኮ ንኣፍሪቃ ዝወከለ ቢንያም ግርማይ ደጊሙ ይዕወትዶ?
ዙር ፈረንሳ ብሰሓብነቱን ብዝሒ ተዓዘብቱን ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ኰይኑ፡ 21 መድረኻት ዘለዎ ግራንድ ቱር'ዩ፣ ብ5 ሓምለ ጀሚሩ ከኣ 27 ሓምለ ክዛዘም'ዩ። ኤርትራን ኣፍሪቃን ድማ ኣብዚ ውድድር ብቢንያም ግርማይ ጥራይ እየን ክውከላ። ተቐዳደምቲ፡ ኣብዚ 21 መድረኻት 3338.8 ኪሎሜተር ክዝውሩ'ዮም፣ ብመንጽር ብራኸ ድማ ብድምር 52, 500 ሜትሮ ክሓዅሩ እዮም። ብሓፈሻ፡ ኣብ 23 ጋንታታት ዝተጠርነፉ 184 ተቐዳደምቲ ኣብዚ ውድድር ክሳተፉ ምዃኖም ተፈሊጡ...
ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኤርትራ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ እንታይ ይብል?
ኤርትራ፡ እገዳ ኣጽዋር ካብ ዝለዓል ንደሓር፡ ወተሃደራዊ ሓይላ ክትሃንጽን ነቲ ዞባ ብፍላይ ድማ ንኢትዮጵያ ከትዘርግን ዘይምርግጋእ ክትፈጥርን ምጽንሓ፡ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ዘይመንግስታዊ ትካል ዘውጽኦ ጸብጻብ የመልክት። ከምኡ'ውን እቲ ጸብጻብ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝፈጸሞም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብዝርዝር ኣስፊሩ ኣሎ።ኤርትራ ግን፡ ነቲ ዝፍጠር ዘሎ ዞባዊ ወጥሪ ንኢትዮጵያ ብምውቃስ፡ ነቲ ክሲታት 'ፈጠራ' ብምባል ነጺጋቶ። እቲ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ትካል 'ዘ ሴንትሪ'፡ ብሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ኣብ...

























