ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኸመይ ናብ ሃገራት ባልቲክ ኤውሮጳ ይበጽሑ ኣለዉ?
ፖለቲካዊ ድሕነትን ቍጠባዊ ርግኣትን ዝደልዩ ስደተኛታት፡ ካብ መበቆል ዓዶም ተበጊሶም፡ ናብታ እፎይ ዝብሉላን ብተስፋ ዝሕደሱላን ሃገር ንምብጻሕ፡ ህይወት ብዝሓትት፡ ኣዝዩ መሪርን ጽንኩርን ጕዕዞን መከራን ከምዝሓልፉ ንታሪኽ ስደተኛታት ዘጽንዑ ተመራመርትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን፡ ከምኡ ድማ ውጻእ መዓት ኰይኖም ጕዕዞኦምን...
Latest releases
ኤርትራ፡ ስማ ደጋጊሙ ዝጽዋዕ ዘሎ ዓሰብ ትማልን ሎምን፡ መጻኢኣኸ?
ዓሰብ ኣብ ደንከል ወይ ከኣ ኣብ ናይ ሎሚ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደብ'ያ። ዓሰብ ልዕሊ ምጽዋዕ ትሰርሕ ዝነበረት ወደብ ኤርትራ ኰይና ክሳዕ 1998 ቀንዲ መውጽእን መእተውን ንግዲ ኢትዮጵያ ኰይና ዘገልገለት ወደብ'ያ። ዓሰብ ኣብ ደቡባዊ ጫፍ ኤርትራ፡ ኣብ ገምግም ደንካልያ - ጥቓ ባብ-ኤል-መንደብ - ንቐይሕ ባሕርን ህንዳዊ ውቅያኖስን ዘራኽብ መጻብቦ እትርከብ ስትራተጅያዊት ወደብ'ያ። ዓሰብ ካብ ሕምብርቲ ኤርትራ ብ600 ኪ.ሜ. ርሒቓ፡ ምስ ውሽጢ ኤርትራ ብቑዕ ናይ ትራንስፖርት...
ስነጥበበኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዛዕባ በሃር በረኸት መንግስትኣብ እንታይ ኢሎም?
በሃር ሃርሃሪ በረኸት መንግስትኣብ ኣብዚ ከየባተኸ ንልዕሊ 65 ዓመታት ኣብ ስነጥበብ ዝተጓዕዞ፡ ልዕሊ 300 ደርፍታት ኣፍርዩ። ሙዚቃዊ ስርሓቱ ዝተፈላለዩ ህርመታት፡ በበይኖም ቅኒታት፡ ዓሚቝን ሰፊሕን ትሕዝቶ ግጥምታት ወዘተ ዝሓዘ እዩ። ስለዝዀነ፡ ኣብ ሰለስተ ወለዶታት ኣሰር ዝገደፈን ኲኖ ኤርትራ ዝሓልፍ ሰማዕቲ ዝረኸበን እዩ። ዜና ዕረፍቱ ምስ ተሰምዐ፡ ኤርትራውያን፡ ኢትዮጵያውን፡ ሱዳናውያን. . . ብዝተፈላለየ መንገዲ 'ብሰላም ዕረፍ' ክብሉን ኣድናቖቶም ክገልጹን ይስምዑ ኣለዉ።
ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ፡ ክሳብ ሕጂ መን እንታይ ኢሉ?
ኣፍ ደገ ባሕሪ ካብ መንጐ ዘይብለን ሃገራት ሓንቲ ዝዀነት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ብዛዕባ ዋንነትን ተጠቃምነትን ወደባት ክህቦ ዝጸንሐት መግለጺታት ብፍላይ ንሶማልያን ኤርትራን ከቘጥዕ ጸኒሑ'ዩ። ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝርከቦም ዝተፈላለዩ ላዕለዎትን ማእከሎትን ሰበስልጣን ኣዲስ ኣበባ፡ ካብ ጥቅምቲ 2023 ጀሚሮም፡ ኤርትራ ናጽነታ ኣብ ዝረኸበትሉ እዋን ኣብ ምቍጽጻር ወደባት ጌጋ ፈጺማ እያ ብምባል፡ ጕዳይ ቀይሕ ባሕሪ ዳግም ክለዓል ኣለዎ ዝብል ምጕት ከቃልሑ ይስምዑ ኣለዉ። መግለጺታት ኢትዮጵያ ካብ ተጠቃምነት፡...