ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ቃለመሕትቱ ዘልዓሎም 5 ቀንዲ ጉዳያት
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳም 19 ሓምለ ምስ ኤሪ-ቲቪ ዝተፈላለየ ጉዳያት ዝዳህሰሰ ቃለመሕትት ኣካይዱ። ኣብቲ ንኽልተ ሰዓት ዝቐጸለ መደብ፡ ኢሳይያስ ንዓለማዊ ፖለቲካዊ ኵነታት፣ ነቲ ኣብ ቀዳማይ እብረ ፕረዚደንት ትራምፕ ዝተፈተነ ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን፣ ኣብዚ ሓድሽ ምልሶት ትራምፕ ዝብገስ ዘሎ ሓድሽ "ጽምዶ" ምስ ዋሽንግተን፣ ጸገማት ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ጉዳይ ኢትዮጵያን ምስ ኣፍደገ ባሕሪ ተተሓሒዙ ዝለዓል ዘሎ መግለጺታት፣ ጉዳይ ጐረባብቲ ሃገራትን ምስኦም ዝዛመዱ...
Latest releases
እንግሊዝ፡ ኣብ ጐደናታት ብዝተኻየደ ከቢድ ዕግርግር 25 ሰባት ተኣሲሮም
እቲ ዘጋጠመ ባእሲ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ደገፍን ተቓወምትን ዝተፈጥረ ባእሲ ክኸውን ከም ዝኽእል ዝገልጽ ገለ ሓበሬታታት ግን ኣሎ።
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?
ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሃገራዊ በዓል ናጽነት ብድምቀት ከተብዕል እንከላ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኲናት ከጋጥም ከም ዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" የድሊ ምባሉ ይዝከር።
ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ
ብ ኤርትራ "ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ" ከምዝተፈጸመ መንግስቲ ኤርትራ ገሊጹ።
ወየ ብጻይ ተስፋማርያም ብሰላም ዕረፍ ሐርበኛ ህያው ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሐልፍ
ወየ ወየ ወየ ወደባይ ክብርኣብ ዓሪፍካ ዶ ንፍትሒ እንዳ ተቃለስካ ኣምላኽ ካብ ፈቀዶ ከም ብጾትካ ሐመድ ዓደቦኻ ሐሪሙኳ ጋዶ,, ንነጻነት ንሐርነት ክቃለስ ንሜዳ ወሪዱ ምስ ውድብ ተሐኤ ኣብ ኣኽራናት ዓሪዱ ሐንሳብ ምስ ወፈረ ዘይተመለሰ ንዓዱ,, ሐርበኛ ደላይ ፍትሒ ዶ ክብለካ ደላይ ሐርነት ንፍትሐዊት ኤረትራ እንበር ዘይወፈረ ንባርነት ሕድሪ ዘይጠለመ...