'ጉዳይ ወደብ ዓሰብ መሳርሒ ድርድር ክኸውን የብሉን` - ሰነተራት ኣመሪካ ንማርኮ ሩብዮ
ሓሙሽተ ደሞክራስያውያን ሰነተራት ኣመሪካ፡ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማርኮ ሩብዮ፡ ኢትዮጵያ ንወደብ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ዝዀነ ዓሰብ ብሓይሊ ንምቍጽጻር እትገብሮ ዝዀነ ይዅን ፈተነ ብኣመሪካ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ብንጹር ከፍልጥ ጸዊዖም። እቶም ሰነተራት ሰሉስ ናብ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ዝለኣኽዎ ደብዳበ፡ ኣብ መንጎ...
Latest releases
መጻኢ ኣሌክሳንዳር ኢሳቕ ብዝምልከት ኣሰልጣኒ ኤዲ ሃው እንታይ ኢሉ?
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ ደቂ ጋንትኡ ርሒቑ እዩ ልምምድ ክገብር ጸኒሑ። እዚ ዝዀን ዘሎ ድማ ኣሰልጣኒ ኒውካስል ኤዲ ሆው "ኣብዚ እዋን'ዚ ምስታ ጕጅለ ክንሓውሶ ከም ዘይንኽእል ንጹር'ዩ፡" ድሕሪ ምባሉ'ዩ። ሊቨርፑል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ነቲ ኣጥቃዓይ ብ110 ሚልዮን ፓውንድ ክትዕድግ ሕቶ ኣቕሪባ'ኳ እንተነበረት፡ ኒውካስል ግን ነዚ ሕቶ ነጺጋቶ'ያ። ሽወደናዊ ዓለምለኻዊ ተጻዋታይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብወገኑ ኣማራጺታቱ ክድህስስ ከም ዝደሊ ኣመልኪቱ እዩ። ...
ዝተናውሐ ኲናት 'ዝተኾለፎም ጸላእቲ' ግጭት ከለዓዕሉ ይፍትኑ ኣለዉ - ብልጽግና
ቤትምኽሪ ሰልፊ ብልጽግና "ዝተናውሐ ኲናት ዝተኾለፎም ጸላእቲ" ኢሉ ዝገልጾም ሓይልታት፡ ዝተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሞም ኣብ ኢትዮጵያ ግጭት ከለዓዕሉ ይፍትኑ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። እቲ ቤትምኽሪ ሽም ናይቶም "ጸላእቲ" ኢሉ ዝጠቐሶም ሓይልታት ኣይጠቐሰን፣ እንተዀነ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ንዝንቀሳቐሱ "ኣኽረርቲ" ሓይልታት እናደገፉ ሓድነት ህዝብን መንግስትን ንምብታን ህርዲግ ይብሉ ከም ዘለዉ ገሊጹ። ቤትምኽሪ ሰልፊ ብልጽግና፡ ካብ 30 ሓምለ ክሳዕ 2 ነሓሰ 2017 (ኣቈጻጽራ ግእዝ) ኣብ...
ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ ርክባት ትግራይን ኤርትራን እንታይ'ዩ ኢሉ?
ኣቦመንበር ህወሓት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብዛዕባ ህዝባዊ ርክባት ኤርትራን ትግራይን ኣመልኪቱ ተዛሪቡ። ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል፡ ኣብቲ ውሑዳት መንግስታዊ ጋዜጠኛታት ጥራይ ዝተዓደምሉን ሕቶን መልስን ዘይነበሮን መግለጺ፡ ኣብ ውሱናት ጉዳያት እዩ መብርሂ ሂቡ። "ንሕና ምስ ኵሎም ጐረባብትና ሰላም ኢና ንደሊ፣ ዶባትና ዶብ ሰላም ክዀኑ እዩ ባህግና። ይዅን'ምበር እቲ ርክብ ልኡላዊ መሬት ትግራይ ብዘኽብር ክኸውን ኣለዎ፡" ኢሉ። ምስ ኤርትራ ዘሎ ጉዳይ፡ 'ኣብ ዘዳውቡና ከባብታት መሬትና ሓራ ክኸውን ንመንግስቲ...
ብሑቲ ተሃሪመን ዝጠሓላ መራኽብ ኣብ ማያት ኤርትራ ፈጢረንኦ ዘለዋ ስግኣት
ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ሓምለ ብየመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ዝተሃረመት ንግዳዊት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒላ ምንባራ ይዝከር። እታ ኢተርኒቲ ሲ ዝተብሃለት ባንዴራ ላይበርያ ዝሰቐለትን ብግሪኻዊ ትካል እትመሓደርን መርከብ ጽዕነት ናብ ከርሲ ባሕሪ እያ ተሸሚማ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት'ውን ሓንቲ ከሚካል ዝጸዓነት መርከብ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ብሚሳይላት ሑቲ ተሃሪማ ኣብ ኣፍደገ መጻብቦ ባብ ኤል-መንደብ ጥሒላ ነይራ'ያ። እዘን መራኽብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብፍላይ ከኣ ኣብ ገማግም ኤርትራ ከቢድ ብከላ ከየስዕባ ዓቢ ስግኣት ከምዘሎ...

























