ቤት ፍርዲ፡ ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ፈረንሳ ከይስጐግ ኣጊዱ

ቤት ፍርዲ፡ ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ፈረንሳ ከይስጐግ ኣጊዱ

ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ብሓይሊ ናብ ፈረንሳ ምምላስ ንሓደጋ ከቃልዖ ይኽእል እዩ ዝብል ስክፍታታት ድሕሪ ምልዓሉ፡ ናብ ፈረንሳ ከይምለስ ኣጊዱ። ብመሰረት ፈረንሳን ብሪጣንያ ኣብ ጥቅምቲ 2025 ዝተሰማምዓኦ፡ "ሓደ ክኣቱ፡ ሓደ ይወጽእ፡" ዝብል ውጥን፡...

Latest releases

Load more...