ዓለማዊ ትካል፡ ንኤርትራ ብብልሽውና ምስ ቀዳሞት ሃገራት ሰሪዑዋ፡ ኢትዮጵያኸ?

ዓለማዊ ትካል፡ ንኤርትራ ብብልሽውና ምስ ቀዳሞት ሃገራት ሰሪዑዋ፡ ኢትዮጵያኸ?

ኣብ መላእ ዓለም፡ ኣብ መንግስታዊ ኣገልግሎታት ዝፍጸም ብልሽውና ዓመታዊ ዝከታተል ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፡ ናይ 2025 ደረጃ ብልሽውና ዕላዊ ገይሩ ኣሎ። እቲ ጸብጻብ 182 ሃገራት ዝሰርዐ ክኸውን ከሎ፡ ንኤርትራ ካብተን ኣዝየን ብብልሽውና ዝተጠቕዓ ቀዳሞት ሃገራት ሰሪዑዋ። ኢትዮጵያ ምስ ጐረባብታ ሃገራት ብምንጽጻር ኣብ ዝሓሸ ቦታ ተቐሚጣ። ብመሰረት፡ ዓመታዊ መዐቀኒ ኣረኣእያ ብልሽውና፡ ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፡ ኢትዮጵያ ካብ 182 ሃገራት ኣብ...

Latest releases

Load more...