ውጽኢት ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ
መስከረም 04, 2010
ኣብ ሳንድያጎ-ደቡባዊ ካሊፎርንያ ብዕለት 04 መስከረም 2010 ዝተገብረ ህዝባዊ ኣኼባ ውጽኢት ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ እምነ መሰረት ንሃገራዊ ሓድነት እዩ ነይሩ ክብሉ ተሳተፍቲ ኣኼባ ገምጊሞም። ኣርባዕተ ተወከልቲ ህዝቢ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ምስ ሓደ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ዘሎዎም ብሩህ ዝኾነ ጸብጻብ ሃገራዊ ዋዕላ ኣቕሪቦም። ጽማቕ ትሕዝትኡ ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ነበረ







ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ








ቅድም ኣብ እንዳ ሳልሕ ከኬያ ተኣኪብና ትዝርብ ውዒልና ተሰማሚዕና። ብዘይ ዝኾነ ይኹና ናይ ቀቢላነት፡ ኣውራጃነት መንፈስ ንኤርትራን ንኤርትራውያን ክንዓይ ንመሓሓል ተባሂልና ከኬያ ዝሓረዳ ደርሆ ተመሲሒና።