Category: ትግርኛ ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ኣብዚ ዝሓልፈ ሳምንታት፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ምህላዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
Category: ትግርኛ ኤርትራዊት ስደተኛ፡ ኣኻውሕ ኣብ ዝበዝሖ ደሴት ግሪኽ ሓሪሳ ሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ፡ ኣብ ከባቢ ሌስቦስ ግሪኽ ኣብ ዝርከብ ሰብ ዘይነብረሉ ኣኻውሕ ዝበዝሖ ደሴት ከም ዝሓረሰት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣቓሊሐን።
Category: ትግርኛ 'ናብ ሩዋንዳ ምምላስና ናብ ኤውሮጳ ንኽንኣቱ ኣይዓገተናን' -ኤርትራውያን ስደተኛታት ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ብሪጣንያ፡ ሩዋንዳ ንስደተኛታት እተዕቍብ፡ ውሕስትን ምችእትን ሃገር ምዃና ይገልጽ። ይዅን እምበር ኣብ 2017 ካብ እስራኤል ናብ ሩዋንዳ ተመሊሶም፡ ግን ኣብኡ ደው ከይበሉ፡ ብመገዲ ሰሃራን ባሕርን ንኤውሮጳ ዝኣተው ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ቢቢሲ ኣዘራሪብዎም ኣሎ።
Category: ትግርኛ ሰማእታትና ሽምዓ ብምውላዕ ኣይኮኑን ዝኸብሩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ሕድርኹም ንምትግባር ንቃለስ ኣለና ብቅዋም ብሕጊ ክማሕዳደር ህዝብና’’ ብ91 ዕልልታ ኣብ ኤርትራ ኣንጎድጒዱ ንሑሉፍ ንጥልመትን ክድዓትን ንጎኒ ሐዲጉ ኣብ ድያስፖራ ውን ናይ ሐጎስ ነጎዳ ነጒዱ ን31 ዓመት ኢሰያሳዊ ጉጅለ ነጊሱ ብኢዱ ንህዝብን ሃገርን ንምጥፋእ ሐዊ ኣኣጒዱ’’