Category: ትግርኛ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ልዕሊኡ ንዝቐረበ ክስታት ምኽፋል ግብሪ ነጺጉዎ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንኤርትራውያን ብምፍርራሕ ክልተ ሚእታዊት ክኸፍሉ ከምዘገድዶም ብሓደ ኣባል ፓርላማ ብሪጣንያ ዝተፈረመ ጸብጻብ ከሲሱ።
Category: ትግርኛ ሐተታ ሕጂ ኸ ናበይ ጎቦ ጨረ''ለውጢ ብኤርትራዊያን እንበረ ዝቀደመ ያኣክል ንፋስ ኣይነእቱ’’ ኣዲኣ ሐዲጋስ ሐትናኣ ትናፍቕ’’ ጸባ ሐምራ ላምካን ዓሳ ቀይሕ ባሕርኻን ዝለመደ ስ፣ክርእየካ ከሎ ብማዕዶ የንባሁቕ’’ብውሽጢ ምስ ዋርሳይ ይካኣሎ’’ኤርትራዊያን ንለውጢ ንዳሎ’’ዩሁዳ ካልእ ውዲት ከይኣለመ ከሎ።
Category: ትግርኛ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ውሕሱ ቦታ ግዒዞም ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣስታት 700 ሓተቲ ዑቕባ፣ ሎሚ ሓሙስ 27 ጥቅምቲ፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ግዒዞም። እቶም መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ኣፍጋኒስታንን ምዃኖም ዝተገልጹ ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሰሜናዊ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ፣ ፖርት ላ ሻፔል ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ጎደናታት፣ ብቴንዳን ባኮታትን ኣብ ዘቖምዎ መዕቆቢታት ክነብሩ ዝጸንሑ’ዮም።
Category: ትግርኛ ኣብ ትማሊ ኮይነ ክዛረብ ሎሚ ሰማዒ ስለ ዘይረኸብኩ ዓሚ ኣብ ትማሊ ኮይነ ክዛረብ ሎሚ ስለ ዝተጨወየ ናይ ስዉኣት ሕልሚ ንሸርሒታቶም ክንገብረሉ መዛዘሚ’’ ሐተታ ኤርትራ ንጹዩ ዶባታ ዲል ሂብናዮም ንወረርታ መን ሐቲትዎም ንደቀባታ’’