ንኢሳያስ ካብ ሰንዓፈ ጅማ ኢትዮጵያ ትቐርብ፡ ካብ ድሕነትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕነትን ምዕባለን ህዝቢ ኢትዮጵያ ፍሳሃ ዎ ደስታ ይህቦ፡

ኢሳያስ ብሕጋዊ ዓይኒ መራሒ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣይኮነን። ባህሪኡ’ውን ምስ ባህሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይቃዶን። ብፖለቲካዊ መዳይ ህዝባዊ ኣረኣእያ የብሉን። ከምኡ ምዃኑ ፋሽሽታዊ ተግባሩ ምስክር’ዩ። ንስሙ ናይ ነጻነትን ሓርነትን ተጋደላይ’ዩ። ናይ ነጻነትን ሓርነትን ተጋዳላይ ህዝቢ ከኽብር፡ ንስለ ህዝቢ ብዙሕ ውልቃዊ ባህግታቱ ብጸጋ ክኸፍል’ዩ ትጽቢት ዝግበር።