ስምረትምንቅስቃስ ኤርትራውያንንድሕነትሃገር

 ማእከላይ ሽማግለ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ኣብ ዝገበሮ ህጹጽ ኣኼባ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ካልእ ዘየድሊ ዕንወትን ጽንተትን ከየኸተለ፡ ብሰላም ክዓርፍ ኩሎም ወገናት በቲ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያን ሕገ መንግስቲ ተማእዚዞም ጉዳዮም ክፈትሑ ጻውዒቱ የቕርብ