ካብ ኣብ ውግእ ሕድ ሕድ ኢትዮጵያዊያን ጣልቃ ምእታው ገዲፍና ናትና ንግበር

ንጃንዳ ህግደፍ ክነብሎም ፋሕ‘‘ክንዲ ኣብ ከተማታት ኤርትራ‘‘ዓሪድካ ምጽናሕ‘‘ካብ ነጋሪት ጥፍኣት ምንፋሕ‘‘ ዉሑድ ዋጋ ከፊልና‘‘ንድሕነት ንህዝቢ ንሃገር ንስራሕ። ኤርትራዊያን ናትና ንግበር‘‘መን ረቢሑ‘‘ካብ ውዲት ወያነ ምስ ግንባር።