ሰልፊ ትንሳኤ ኤርትራ ፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት ኣመልኪቱ፡ ንሰላም ይጽውዕ።

 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዕለት 3 ሕዳር፡ 2020 ኣብ መንጎ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተባረዐ ኲናት ፤ ይቅጽልን ይሰፍሕን ኣብ ዘለወሉ ንከባቢናን ዞባናን ኣሻቂሉ ምህላዉ ኩልና ፡ንሰምዖን ንዕዘብን ኣለና ።