ህጹጽ ሓበሬታ፡ Breaking News

ሎሚ ዕለት 19/11/2020 - ዝተረኽቡ -5- ሓበሬታት ከምዘረጋግጾ እቲ ዝርዝር ሓበሬታ ንህዝብና ነቕርብ ኣለና፡ ኢሰያስ ኣብ ዓዲ ሃሎ ዝነበረ ቤት ጽሕፈት ገዲፉ፡ ቕድሚ ሓደ ሰሙን ናብ ደንጎሎ ግዒዙ ቦታ ከምዝቐየረ ተፈሊጡ ኣሎ።