37- እሱራት ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተጨውዮም ብነፋሪት ኣስመራ ኣትዮም። ብዕለት 22/ ታሕሳስ/ 2020 - ብፍቓድን ምትሕብባርን ዶክተር ኣቢ፡ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ተኣሲሮም ዜነበሩ 37 - ኤርትራውያን፡ ብጸጥታ ኤርትራ ካብ ኣዱስ ኣበባ ተወሲዶም፡ ብናይ ኢትዮጵያ ነፋሪት ተጻዒኖም ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተራጊፎም።