ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩናት ኢትዮጵያ ከምዜተሳተፈ ረጋግጹ ብዘሓት ሓቕታት ብመርትዖ ነቕርብ፡ እዝም ክሌተ ምንቕስቕስ መንእሰያት ኤርትራ - / ንሓርነትን ንዯሞክራስን / ይኹን ካሌኦት ትካሊትን ማሕበራዊ መራኸብታትን ወሲኽካ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ኩናት ኢትዮጵያ ከምዜተሳተፈ ረጋግጽ ብዘሓት ሓቕታት ብመርትዖ ክግሇጹ ጸኒሖም እዮም።