“ናይ ሓዘን መግለጺ“

ዜና ዕረፍቲ ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ኣባል መሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና፣ ኣብዚ እዋን እዚ መስዋእቲ ሓርበኛ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ዓቢ ክሳራ ንደንበ ፍትሒ ኤርትራ ብዓቢኡ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ኢዩ