ዕድመ ንዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት

እምበኣረከስ ከምቲ ዓመት መጸ መዓልቲ ሰማእታትና ሓቢርና እነኽብሮ: ሎሚ ውን ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ንሰንበት ዕለት 20 ሰነ 2021 ሰማእታትና ንምዝካር መደብ ብምድላው ንክትሳተፉ ዕድመ ተቕርበልኩም። እንገብረሉ ቦታ ኣብ ገረብ ስውእ ዝተኸልናሉ Köln Friedenspark እዩ።