ዮሃና!!! ንሓይልታት ምክልኻል ህዝቢ ትግራይ

bilenወረርቲ ሓይልታት ብልጽግናን ፍሽስታዊ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ዓንገልቶምን፡ አብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ሽርሕታታ ክፈትሉ ድሕሪ ምጽናሕ ሎምስ ዓቕምን ደገፍን ኣሎና ኢልም ተኣማሚኖም ‘’ሕጊ ምኽባር’’ ብዝብል ጉልባብ፣ ናይ ኣሜሪካ ምርጫ ከም መኸወሊ ተጠቂሞምም፣  ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ግዜ ክድምሱስኻን ከንበርክኹኻን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ጭካኔ ብሰማይን ብመሬትን ወሪሮምኻ።