ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ

ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ዝሓለኑ 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ቱኒዝያ ከምዝጠሓለት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም