ኤርትራ: ህወሓት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ናይ ሕነ ምፍዳይ ቕትለት ይፍጽም ኣሎ ክትብል ትኸስስ

 ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ግብረመስቀል ብትዊተር ኣብ ዘውጽእዎ መልእኽቲ "ህወሓት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ከይተረፈ ቁጽጽር ኣብ ዘይብሉ ህልቂት ሰላማዊያን ሰባትን ናይ ሕነ ምፍዳይ ቅትለት ይፍጽም ኣሎ" ይብል: