መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)

OEUፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካል ውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታት ንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ።