ቃል ሓዘን ብሞት ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ሱለይማን ሙሳ ሓጅ !!

hajimusa

ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ሱለይማን ሙሳ ሓጅ ፣ ብዕለት 15/07/2021፣ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ከረን ኣብ 84 ዕድመኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈለየና ብምሕባር፣ ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።