ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና !!

ENSግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል-ኣድሓ፣ ንህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና ክንገልጽ ንፈቱ።