ቃል መሪር ሓዘን ብመስዋእቲ ሓርበኛ ኢማም ኣቡበከር

Imamabubker

ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ሓይልታቱን ሓደ ካብ’ቶም ጽኑዓት ደቁ ሓርበኛ ኢማም ኣቡበከር ብሰንበት ዕለት 22/08/2021 ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ብሞት ብምፍላዩ ዓቢ ክሳራ ኣጋጢሙዎ።