ዑስማን ሳልሕ ሳበ፡ ንናጽነት ተቓሊሱ ኣብ ስደት ዝተቐብረ ኤርትራዊ ተቓላሳይ

ዑስማን ሳልሕ ሳበካብ መወዳእታ ሓምሳታት ክሳብ ጊዜ ሞቱ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰን፡ ንምስሊ ቃልሲ ኤርትራ ኣብ ኣህጕራዊ መድረኽ ዜቕረበ፡ ካብ ተደናገጽቲ ሓይልታት ግዳም ንተጋደልቲ እግሪ ዘትከለ ሃገራዊ ምንባሩ ሰነዳት ታሪኽ ይምስክርሉብ