ዕድመ ንተቐማጦ ከለንን ከባቢኣን

kolnንዝኽሪ 1 መስከመርም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲን፡ 18 መስከረም ማእስርቲ ላዕለዎት ሰበስልጣናትን ጋዜጠኛታትን ሃገርና ምኽንያት ብምግባር፡ ብህዝባዊ ምንቅስቃስ ከለንን ከባቢኣን ንቀዳም 18 መስከረም 2021 መድብ ተሰሪዑ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ ንኹሎም ኣባላት ምንቅስቃስን ግዱሳት ነበርቲ ከለንን ከባቢኣን ኣብቲ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።