ኣብ ግብጺ ንኣስታት 9 ዓመታት ዝተኣስሩ ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናይ ኤርትራ ከይስጎጉ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

ኣብ ግብጺ ንኣስታት 9 ዓመታት ዝተኣስሩ ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናይ ኤርትራ ከይስጎጉ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎመንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቓናጥር ንኣስታት 9 ዓመታት ኣሲርዎም ዝርከቡ ክልተ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ኤርትራ ከይመልሶም ካብ ዝተፈላለዩ ተጣበቕቲ ወገናት ምሕንጻታ ይቐርብ ኣሎ።