ኤርትራ መበቆል ዘለዋ ነርስ ኣብ ብሪጣንያ፣ ህይወት ንምሓን ብዝገበረቶ ቃልሲ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና ተሸሊማ

ኤርትራ መበቆል ዘለዋ ነርስ ኣብ ብሪጣንያ፣ ህይወት ንምሓን ብዝገበረቶ ቃልሲ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና ተሸሊማኤርትራ ዝመበቆላ፣ ምብራቕ ገብረህይወት፣ ኣብ ብሪጣንያ ብእትሰርሓሉ ሞያ ነርስ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ሓያል ጻዕሪ፣ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና፣ ካብ ኢድ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ቦሪስ የንሰን ተሸሊማ።