ጂሮ ዲ ኢታልያ፡ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዲ'ታልያ ካልኣይ ወጺኡ

ቢኒያም ግርማይ [ጸጋም] ከምኡ'ውን ቫንደር ፖል ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢታሊ ተመራሪሖም ኣትዮምሎሚ ብቕጽበታዊ ውድድር ኣብ ዝተዛዘመ ቀዳማይ መድረኽ ጂሮ ዲ'ታልያ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚ ቢኒያም ግርማይ ንተቐዳዳማይ ቫንደር ፖል ስዒቡ ካልኣይ ኮይኑ ውድድሩ ዛዚሙ።