ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ትማሊ ዓርቢ 6 ግንቦት ኣብ ዝጀመረ፡ መበል 105 ጂሮ ዲ’ኢጣልያ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ዓቢ ቅያ ሰሪሑ

ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ትማሊ ዓርቢ 6 ግንቦት ኣብ ዝጀመረ፡ መበል 105 ጂሮ ዲ’ኢጣልያ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ዓቢ ቅያ ሰሪሑተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም፡ Intermarché – Wanty – Gobert Matériaux፡ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ትማሊ ዓርቢ 6 ግንቦት 2022 መጋረጅኡ ኣብ ዝቐንጠጠ፡ መበል 105 ጂሮ ዲ’ኢጣልያ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ዓቢ ቅያ ሰሪሑ።