ስነጥበባዊ ስዒድ ኣንዋር መን እዩ?

ስነጥበባዊ ስዒድ ኣንዋርትማሊ ሓሙስ 12 ግንቦት 2022፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ፡ ቤተሰቡ፡ መተዓብይቱ፡ ኣድነቕቱ፡ ኣሽሓት ኣባላት ማሕበረሰብ ስነጥበብ ኤርትራ ዝተሳተፍዎ ስነስርዓት ቀብሩ፡ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ። ስዒድ ኣንዋር፡ ኣብቲ ዝዋስኦ ዝነበረ ስነጥበብ ፊልም፡ ኣብ ብዙሓት ሰባት ኣድናቘት ኣትሪፉ'ዩ። ንምዃኑ ብዛዕባ ስዒድ ኣንዋር እንታይ ንፈልጥ።