24 ግንቦት ነቶም በጃና ዝወደቁ ክብረት ኤርትራ ብደምጀጋኑ ነጻ ዝኾነትሃገርንቃለስ ኣሎና ሕድሪ ስዉኣትና ክትግበርልእላውነታ ንዘለኣለምከቢሩ ይንበር’’ብ24 ግንቦት መን ኣሎዘይተሐበነ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ውዲት ምስኮነ መንግስቲ ባይቶ ኤርትራ ምስ ተበተነ ላዕለዋይ ባይቶ ሕጊ ነዲፉ ምስ ወሰነ ሽዑዩ ጅግና ስዉእ ሐምድ እድሪስ ዓዋተፈላሚ ሰውራ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ’’