ኣመሪካ ንህዝቢ ኤርትራ ሰብኣዊ ረዲኤት ከይትህብ ከምዝተኸልከለት ገሊጻ ኣመሪካ ሰብኣዊ ረዲኤት ንኤርትራ ከይትህብ ብመንግስቲ ኤርትራ ከምዝተኸልከልት ላዕለዋይ ሓላፊ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ገሊጹ።