እዋናዊ መግለጺ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገዛኢ ስርዓት፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ሰሙናት ኣልማማ ናይ ዜጋታትምእሳርስጒምቲ ወሲዱ። ከምዚ ዓይነት ጨካን ኣተሓሕዛ ዘይልሙድ ተግባር ኮይኑ፡ ኣብ ልዕሊእሱራትዝተፈጸመ ግፍዕን ስቅያትት ኣስካሕካሒ ምንባሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ መወዳእታሰሙንናይወርሒ ግንቦትን መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ሰነን ጥራይ 153 ነጋዶን ገዳይም ተጋደልቲነበርንካብመንበሪ ኣባይቶምን ናይ ስራሕ ቦታኦምን ተወሲዶም፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ናይ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትኣብተሰነይ፡ ባ