ሰማእታትና ሽምዓ ብምውላዕ ኣይኮኑን ዝኸብሩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ሕድርኹም ንምትግባር ንቃለስ ኣለና ብቅዋም ብሕጊ ክማሕዳደር ህዝብና’’ ብ91 ዕልልታ ኣብ ኤርትራ ኣንጎድጒዱ ንሑሉፍ ንጥልመትን ክድዓትን ንጎኒ ሐዲጉ ኣብ ድያስፖራ ውን ናይ ሐጎስ ነጎዳ ነጒዱ ን31 ዓመት ኢሰያሳዊ ጉጅለ ነጊሱ ብኢዱ ንህዝብን ሃገርን ንምጥፋእ ሐዊ ኣኣጒዱ’’