ኤርትራዊት ስደተኛ፡ ኣኻውሕ ኣብ ዝበዝሖ ደሴት ግሪኽ ሓሪሳ ሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ፡ ኣብ ከባቢ ሌስቦስ ግሪኽ ኣብ ዝርከብ ሰብ ዘይነብረሉ ኣኻውሕ ዝበዝሖ ደሴት ከም ዝሓረሰት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ኣቓሊሐን።