ኤርትራ ንኤርትራዊያን ጨሪሖም ጅግና ኣቦና ራእሲ ተሰማኣስመሮምኣቦና ሸኽ ዓብደል ቃስር ከቢረ ንዓለምብጅግንነት ኣብ መጋባእያ ሐቢሮም’’ዓለም ንመሰል ህዝቢ ኤርትራ ጠሊማኣሕሊፋ ሂባትና ንሃይለ ስላሴሃጎሊማሹዑ ህዝቢ ኤርትራ ገድሊ ጀሚሩክጋደልጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ኣብ ጎቦኣዳልዕጥቃዊ ቃልሲ ተመስሪቱ ብ61 መስከረምን30 ዓመት ተቃሊሱ ብ91 ክሳብ ዝዛዘምእነሆ ጥልመት ብጃንዳ ህግደፍ ይዳጋገምንጸረ ሐርነትናን መሰልናን ሐቢርና ንግጠም’’