ቃል ሓዘን

alemሎሚ ንግሆ ዕለት 06 ነሓሰ 2022 ዜና ዕረፍቲ ንፈትዎን ነኽብሮን ብጻይና ክቡር ገዲም ተቓላሳይ ሓርበኛ ኣለም ገብረሚካኤል (ፖሊስ) (ዕኮት) ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና፣ ውፉይ ገዲም ተቓላሳይ ብጻይና ኣለም ገብረሚካኤል ካብ ጊዜ ንእስነቱ ጀሚሩ ኣቐዲሙ ኣብ ከተማታት ስዉር ተጋዳለይ ደሓር’ውን ኣብ ሜዳ ኤርትራ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ ንሙሉእ ነጻነት ኤርትራ ዝተቓለስን ምስ ብጾቱ ዓበይቲ ቅያታት
ዝሰርሐን ዉፉይ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ።