ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ። ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት ባሕቲ መስከረም 1961፣ ህዝቢ ኤርትራ ንሰላሳ ዓመት ዘካየዶ ደማዊ ኲናት፣ ዘርኣዮ ተጻዋርነትን ዘይተጻዓድነትን፣ ከምኡ’ውን እምቢ ንመግዛእቲ ምባሉ ዝመስከረት ዕለት’ውን እያ።